ክቡራት ኣንበብቲ ፡ እዚ ከም ልቢ-ወለድ
ዘቕርበልኩም ሓጸርቲ ጽሑፋት ፡ ገለ መዛናግዒ ገለ
መስሓቒ ወይ መሃሪ ይኸዉን ካብ ዝብል ተበግሶ
ኮይኑ ፡ ዝኾነ ስም ሰባት ይኹን ስም ዓድታት
ቦታታት ወይ ሃይማኖታት ንዝጠቕሶ ፡ ከም ልቢወለድ አንበር ከም ሓቒ ተወሲዱ ንዝኾነ
ውልቀሰብ.. ሃይማኖት.. ኣውራጃ..ወይ ካልእ ዝንባለ
ንዘለዎ ብቐጥታ ዝጸሉዉ ከምዘይኮነ ብትሕትና
ክሕብር እፈቱ !!
ዝኾነ ርእይቶ ሓበሬታ ወይ መኣረምታ ፡ ኩሉ ግዜ
መጋቢ ስለዝኸውን ፡ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ
ኣድራሻ ተወኪስኩም ክትረኽቡኒ ይመሓጸን !!
ኣሌክሳንደር በየነ Beyene275@gmail.com
ISBN |
9789464054392 |
Hoofdtitel |
TIRIGTA (ትርግታ) |
Ondertitel |
Alexander Beyene Amsterdam 2019 ልቢ-ወለድ ዕላላት ኣሌክሳንደር በየነ |
Commerciële titel |
|
Categorieën |
Talen |
Druk |
1 |
Verschijningsvorm |
Hardback |
Verschijningsdatum |
30-07-2020 |
Uitgever |
Brave New Books |
Auteur |
ኣሌክሳንደር በየነ ጆርጆ |
Imprint |
Brave New Books |
Taal |
Dutch |
Illustraties |
Ja |
Pagina's |
145 |
Gewicht |
373 gr |
Formaat |
241 x 161 x 22 |